ብርሃነ ሳሙኤል ይበሃል።ብዙሓት #ሻንቆ ኢሎም ይፅውዕዎ። #ተዋሳኣይ እዩ።ቁመቱ ብጣዕሚ ሓፂር እዩ። ካብዚ ብዝተልዓለ ብዙሓት ነዚ #ኣፈጣጥርኡ ምኽንያት ብምግባር ንባዕሉ፤ ንቤተሰቡ፤ ንዝዓበየሉ ማሕበረሰብ #"መርገም እዩ" ብምባል የሸማቕቑዎም ኔሮም።ክልተ ጊዜ ሓዳር ጌሩ ክልተ ቖልዑ ዝወለደ እንትኾን ብምኽንያት ተፈጥሮኡ ሓዳሩ ስኢኑ እዩ። ሂወት ታሪኹ ኣዕሊሉና ኣሎ።ከምዝስዕብ ክነቕርቦ ኢና።