MENU

Fun & Interesting

"ኤርትራውያን አብ ፀገምና አይተፈለዩናን!"

Video Not Working? Fix It Now

ተጋዳላይ ገብረማርያም አዲሱን ተጋዳሊት ዳናይት ካሕሱ ይበሃሉ አብ ትግራይ ብዝነበረ ኩናት ክልቲኦም ክልተ ዓይኖም ተጎዶኦም ምርኣይ አይክእሉን፡፡ኣብ ሕክምና መለስ ካምፓስ ከለው ተፋሊጦም ፍቕሪ ድማ ጀሚሮም ።ናይ ኽልቴና ፍቕሪ ተመሳሳሊ ጸገም ስለዘለና ንብዙሓት ዘደንገፀ ነይሩ ይብሉ ፡አብ መለስ ካምፓስ ዝጀመረ ፍቕሪ ሕዚ ወሊዶም ብሓደ ክነብሩ ገይርዎም አብ ከቢድን አፀጋሚን ናብራ ድማ ይርከቡ ምስ ሚዲያና ዝገበርዎ ፃንሒት ተከታተሉ፡

Comment