MENU

Fun & Interesting

መገዲ ደማስቆ፤

Superbook Tigrinya 117,915 1 year ago
Video Not Working? Fix It Now

ወላ እኳ ኽፉእ እንተ ኮንካ  ዝገበርካዮ ብዘየገድስ፡ ኣምላኽ ንኽትልወጥ  ክሕግዘካ ይኽእል እዩ። ሓደ ክፉእ ዝነበረ ቆልዓ ምስ ክሪስን ጆይን ግዜ ምስ ኣሕለፈን ንሳቶም መገዱ ክቕይርዎ ኣይከኣሉን። ይኹን እምበር ብሉጽ መጽሓፍ ነቶም ጀጋኑና ናብ መጀመርታ መዓልትታት ክርስትና ወሰደቶም፡ ሳውል ብዓል ጠርሴስ ዝስሙ ከቢድ ጸገም ዘውርድ ዝነበረ ሰብ ኣጓነፎም። እቲ ኣብ ልዕሊ እታ ቤተ-ክርስትያን ዝፈጸሞ ዓመጻ ዝመልኦ ተግባራት ኣብ ደማስቆ

Comment