MENU

Fun & Interesting

መራሕቲ ትግራይ ብወኒ ዘሳዕስዐ ጎይላ ወዲ ኣሌ ኣብ ደደቢት ዝወልዓ ሽምዓ

ገድሊ Plus 22,171 5 days ago
Video Not Working? Fix It Now

እንኳዕ ን11 ለካቲት መበል 50 ዓመት ኣብፅሐና ኣብፅሐኩም ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም " ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !! ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ። #gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus #tplf #mulugeta_gebre #ሙሉጌታ_ገብረ © Copyright: ገድሊ Plus Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. https://tiktok.com/@gedli.plu https://t.me/Gedli_plus https://instagram.com/gedli_plus

Comment