MENU

Fun & Interesting

ፀገምን ዓፀባን ዘይስዓሮ ኪዳን እንዳቦይ ቀሺ ስብሓቱ!! -- "ኣብ ዓምዲ ተኣሲራ ትሓድር"

Wushatena Media - ውሻጠና 2,662 lượt xem 19 hours ago
Video Not Working? Fix It Now

✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
https://www.youtube.com/channel/UCruEMhSez_as1JPx8Y2o3eg/join

ውሻጠና ሚድያ ኣብ ኩሉ መዳይ ምንቅስቃስ ማሕበራዊ፡ ኪነ ጥበብ፡ መንነትን ፖለቲካን ትግራይ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዓሊሙ ዝተመሰረተ ሚድያ ኮይኑ ክሳብ ሐዚ ግና ምስ ዲያስፖራ ተጋሩን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ብምትሕብባር ፀገም ሕብረተሰብና ኣብ ምፍታሕ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሚድያኹም እዩ። ስለዚ ንዕብየት እዚ ሚድያ ኩላትና ኣስተዋፅኦ ንግበር። ኣባል እዚ ሚድያ ብምዃን ንሓግዝ።

Comment