ናይ ሎሚ ቪድዮና ኣዛናዪ ዕላል ምስ ኣዝዩ ዝገርም ምልከት ቋንቋ ትግርኛ ዘለዎ ዩጋንዳዊ መንእሰይ ኢዩ። ኣብ ርእሲ እቲ ምልከት ቋንቁኡ ከኣ ገለ ገሌና ከማን ዘይንፈልጦ ቦታታትን ከባቢታትን ኤርትራ ይፈልጥ። መዓስን ብኸመይን ትግርኛ ምዝራብ ጀሚሩ፡ ኣብ ኤርትራውያን ዘለዎ ኣረኣእያ እንታይ ይመስል ውን ኣብዛ ቪድዮ ቀሪቡ ኣሎ።
ሰናይ ምክትታል !
#akliluhabtemichael #tigrignamusic #eritreamovie2023
#eritreamovie2023 #eritreamovie2024 #aklilu #tigrignamusic #akliluhabtemichael
00:00 መእተዊ
01:39 ዕላል ምስ ኣሌክስ
Join this channel to get access to perks:
https://www.youtube.com/channel/UCS5KsF3bg7h_G7MBkKEfwOA/join