MENU

Fun & Interesting

ንቤት ፅሕፈት ቅዱስ ሲኖዶስ ኣክሱም - ትግራይ ብተወለድቲ ዓዲ ነበርቲ ኣውስትራልያ ደ/ሰ/ቅ/ገብርኤል ሲድኒ ገንዘባዊ ደገፍ ገይሮም። ኦተቤት

Video Not Working? Fix It Now

#ክቡራት_ተኸታተልቲ_ጽላት_ሚዲያ_ሃናፂ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_comment_ግደፉልና​። SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ አገልግሎታት ብፍላይ ካብ ር/ኣ/ወገ/አክሱም ጽዮን ካብ መላእ ሃገረ ኣግኣዚት ገዳማት ትግራይ ሓበሬታን ትምህርትን ካልእን ንኽበፅሐኩም ሳብስክራይብ ብምባል ቤተሰብ ይኹኑ።++++++++++++++++++++++++++++++++++++++++++++++++++++++++++++++++++ https://www.tiktok.com...​ [email protected] Telegram= https://t.me/Tslattube​     / @tslatmedia-8404  ​ tslatmedia-8404 Tslat Media - ጽላት ሚዲያ ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ፈተውቲ ታቦተ ጽወን ፈተውቲ ትግራይን ኣብ ማህደራ ሓቑፋቶም ካብ ዝርከቡ መንፈሳዊ ፀጋታት ንበረከት ዝኸውን ስራሕቲ ምስራሕ ⛪️ካብ ሊቃውንት  ትምህርተ ወንጌል ⛪️መዝሙራት ትግርይናን ግዕዝን ⛪️ካሎኦት ንዓኹም ዝኮኑ ኣብ ህይወትኩም መንፈሳዊ ዕግበት በረከት ክጠቅምኹም ይኽእሉ እዮም እንብሎም ጠቀምቲ መንፈሳዊ መርሃ ግብርታት ⛪️ ከም ሱባኤ ምህላ ኣክሱም ጽወን ካልኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ህይወት ገዳማት ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና። share subscribe ብምግባር ሚዲያና ይደግፉ። #ሚዲያ_ጽላት​ ንክዓቢ ተሓባበሩና።

Comment