ሓድሽ መስርሕ ስፖንስርሽፕ ንተማዛበልቲ ሱዳናዉያን ዜጋታትን ኣብ ሱዳን ኣብ 15/04/2023 ቅድሚኡን ትቅመጡ ዝነበርኩም ሰደተኛታትን!!
ትሕዝቶ ናይዚ ቪድዮ ሕጋዊ ምኽሪ ከም ዘይኮነ ከነዛኻኽር ንፈቱ። ዕላማ ናይዚ ዩቱብ ቻነል ንዝወጸ ህዝባዊ ወግዓዊ ሓበሬታ ንመሕበረሰብና ኣብ ስዓቱ ሚዛኑ ዝሓለወ ሓበሬታ ምሃብ ኢዩ።
ምንጪ ትሕዝቶ ናይዚ ቪድዮ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ጥብቆ ብምጥዋቅ ክርከብ ይካኣል።
https://www.canada.ca/en/immigration-refugees-citizenship/services/sudan2023/pr-pathway.html