ኤርትራ ተወሊደ / ብቕፅበት ምስራእክዎ ነብሰይ ተወሪረ / ዱባ is my favorite ምግቢ /ንብዓትን ሓጎስን ተሓዋዊስኒ / @DIBAANSELAMTA
ካባ ፖድካስት ምስ ድምፃዊትን ሞዴልን ዲባን ደስ ዝብል ፃንሒት ገይርና ኣለና ።
ብዛዕባ ኣተዓባብይኣን
ናይ ሙዚቃ ጉዕዞኣን
ናይ ሂወት ልምዲ ተሞኩሮኣን
ተጓንፎታታን ድማ
ብሰፊሑ ዳህሲስና ኣለና ሰናይ ምክትታል ክኾነልኩም ንምነ ።
#Subscribe ብምግባር ቤተሰብ ንኹን / Share ብምግባር ድማ ናብዘይበፅሖም ንኽበፅሖም እግረመንድና ነካፍል ኣሕዋት 🙏
#ካባ ፖድካስት ( Kaba podcast)