MENU

Fun & Interesting

🛑 ብተክሊል ክንሙርዖ ስለ ዝደሊ ፆ*ዊ ርክብ ከሊአዮ |ተደጋጋሚ ንፍቕሪ ሓቲቱኒ

ገድሊ Plus 18,857 21 hours ago
Video Not Working? Fix It Now

ንተጋዳላይ ኣፅብሃን በዓልቲ ገዝኡን ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 09 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም " ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !! ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ። #gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus #mulugeta_gebre #ሙሉጌታ_ገብረ © Copyright: ገድሊ Plus Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. https://tiktok.com/@gedli.plu https://t.me/Gedli_plus https://instagram.com/gedli_plus

Comment