MENU

Fun & Interesting

🛑 ኣብ ኤርትራ ሳሙና ዝሃበካ ከም ፈጣሪ እዩ | ኣብ ኮንቲነር ኣሲሮምኒ ተ/ጋ ወይኒ

ገድሊ Plus 55,950 3 months ago
Video Not Working? Fix It Now

ንተጋዳሊት ወይኒ ብሃሳብን ብሞራልን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 098 219 6978 ክትረኽብዎን ትኽእሉ ኢኹም ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም " ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !! ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ። #gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus © Copyright: ገድሊ Plus Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. https://t.me/Gedli_plus https://tiktok.com/@gedli.plu https://www.instagram.com/gedli_plus

Comment