ተዋሳኢት #ሊዲያ ደስታ አብ ዝሓለፈ ሰሙን ናይ ትምርዓውኒ ዶ ሕቶ ቀሪቡላ ነይሩ ንሳ እውን ተቀቢላቶ እያ እዚ ብዙሃት ዘይተፀበናዪ እዩ ክብሉ ተሰሚዖም እዮም ከመይ ተፋሊጦም ዝብሉም ካልዖት ሕቶታት ንሊዲያ ሓቲትናያ ኢና ተከታተሉና !