MENU

Fun & Interesting

"ቀታሊ ሰናይት ንክርከብ ሓገዝቲ ክንኸውን ኢና-ወላዲ ቀታሊ ተባሂሉ ዝተጠርጠረ!"

Video Not Working? Fix It Now

ናይል ሚድያ ቅድሚ ሕዚ ኣብ ከተማ መኾኒ ብዘስካሕኽሕ ኹነታት ህይወታ ብዛዕባ ዝሰኣነት ጓል 23 ዓመት ሰናይት ብዝምልከት ምስ ወላዲታን ምንኣስ ሓፍታን ፃንሒት ጌርና ምንባርና ይዝከር። ቐታሊ ሰናይት ተባሂሉ ዝተጠርጠረ ግለሰብ ብውሳነ ቤት ፍርዲ ነፃ ተባሂሉ እዩ። ወላዲ ኣቦ ተጠርጣሪ ናብ ሚድያና ብምምፃእ "ወደይ ንሰናይት ኣይቀተላን ፤ ሓቂ ኣለኒ ስምዑኒ"ይብሉ። ሕዚ 'ውን ሰናይት ፍትሒ ንኽትረክብ ንሕተት፤ ወደይ ግን ቀታሊ ሰናይት ኣይኮነን ይብሉ።

Comment