ሳሞራ ተዋሪዱ እዩ፣ ዝተዋረደ ሰብ ብዛዕባ ዉርደት ክዛረብ.... ፣ሰራዊት ትግራይ ፖለቲካዊ ዕላማ ኣለዎ። ስለዚ ኣብ ፖለቲካ ኣየእትወካን ክትብል ኣይትኽእልን፣ሳሞራ ንናይ TDF ጀነራላት ከምዙይ ግበሩ ኣይትግበሩ ኢሉ ሌክቸር ክገብር ምንም ዓይነት ናይ ሞራል ግራዉንድ የብሉን፣ 14 ግዜ ኢና ኣብ UN ናይ ትግራይ ኣጀንዳ ኣትሒዝና፣ ጉተሬዝ ብጣዕሚ ዝበደለና ዋና ፀሓፊ እዩ፣ ፖለቲካና ብምብልሻዉ ወታደራዊን ዲፕሎማሲያዊን ዓወትና እዉን ሓመድ በሊዑዎ፣ ፕሪቶሪያ ናይ ሰራዊትን ናይ ዲፕሎማስን ዉፅኢት እዩ። ግዝያዊ መንግስቲ ምስ መስረትና ሰብሲቡ ብዛዕባ ዲፕሎማሲ ዘማኸረና የለን፣#
#ararayinfotainment #ኣራራይአመንፎተይመንት#donkeytube#ethioforum#Eritreanmivie#eritreanmusic#