MENU

Fun & Interesting

🛑 ኣብ 13 ዓመታ መድፈርቲ | ስቓይ ብሰራዊት ሻዕብያ | ድሙቕ ሰሓቓ ተ/ጋ እየሩሳሌም ሃፍቶም

ገድሊ Plus 93,425 8 months ago
Video Not Working? Fix It Now

ንተጋዳሊት እየሩሳሌም ሃፍቶም ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0975557258 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም " ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !! ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ። #gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus © Copyright: ገድሊ Plus Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. https://t.me/Gedli_plus https://tiktok.com/@gedli.plu https://www.instagram.com/gedli_plus

Comment