Subscribe for more video :- https://goo.gl/f96Ezzገድሊ ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ብከፊል።ገድሊ ቅዱሳን ምስማዕን ምንባብን ህይወትን ጣዕምን ቅዱሳን ከም ትርዳእ ይገብረካ። ኣለኒ ኢልካ ትምከሓሉ መንፈሳውነት ገለ ከምዘይጀመርካ፣ ግን ከኣ ንክትብገስ ይደፋፍኣካ። ቅዱስ ኣምላክና እግዚኣብሔር በረከት ቅዱሳኑ ይክፈለና ኣሜንንን!