#Eritrean #Orthodox #Tewahdo #ቤት #ፍቕሪ #እግዚኣብሄር ኣቕራቢ፡ ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር ሰላም ኣምላኽ ምሳኻትኩም ይኹን ስድራ እግዚኣብሄር። እዛ ስብከት ቅድሚ ሕጂ ብሰሪ ናይ ቴክኒክ ጉዳይ ዘይተስተኻኸለ ነገር ስለ ዝነበራ፡ ኣመሓይሽና ዳግማይ ፖስት ዝገበርናያ እያ።