MENU

Fun & Interesting

ሓፈሻዊ ፍልጠት ብምኽንያት 34 ዓመት ናጽነት ኤርትራ PART 1 General Knowledge on the 34th of Eritrea Independence 2025

ARARAT Entertainment 20,581 lượt xem 2 days ago
Video Not Working? Fix It Now

Welcome to Ararat Entertainment Official Youtube Chanel . © Copyright: Ararat Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. ℗ © ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም እትርከቡ ተኸታተልቲ መደባትና፣ ኣራራት ኢንተርተይመንት ኣብ ዝተፈላለዩ ስነጥበባዊ ስርሓት ጸቂጣ እትሰርሕ ኮይና፣ ሓደስቲ ፊልምታት፣ ኮሜዲታት፣ ደርፍታት፣ ከምኡ"ውን ኣብ ስነጥበብን ኣብ ካልእ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ዝሳተፉ ኣብነታውያን ሰባት ብመልክዕ ቃለምሕትት ብዝተፈለየ ኣቀራርባ ከሺና ናባኹም እተቅርብ ሕጋዊት ቻነል እያ። ስለዚ ክቡራት ተኸታተልትና ነዚ ኣብዚ ቻነል እነውርዶ ቪድዮታት ዳዉሎድ ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ብዙሓን ብምውራድ ንረብሓኹም እትትቀምሉ እንተድኣ ሃሊኹም ን ስነጥበባውያን ሃሳዪ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ዘይፍቁድን ኩልኩልን ሙዃኑ ክንሕብረኩም ንፈቱ!! #AraratEntertainment #eritreanmusic #eritreanmovie Subscribe : https://www.youtube.com/channel/UCXUOv13_joExrvZ4XzGBXRQ Face Book : https://www.facebook.com/Ararat-Entertainment-184282678806592 2nd : https://www.facebook.com/wedieri.esu/ Twiter : https://twitter.com/EsseyT WhatsApp, Viber , Telegram : 0046729083046 email : essey.tesfagabr1@gmail.com

Comment