MENU

Fun & Interesting

5 ካብ ሂወትና ከነርሕቖም ዘለና ዓይነት ሰባት

Aklilu H.michael 71,192 lượt xem 7 months ago
Video Not Working? Fix It Now

ኣብ ዝተፈላለየ መዳያት ህይወትና ዝተፈላለዩ ሰባት ንራኸብ ኢና። ኣብ ገዛውትና፣ ቤት ትምህርቲ፥ ስራሕ ከምኡ ውን ኣብ ዝተፈላለየ ኩነታት ምሰ ሰባት ንላለን ዝምድና ንፈጥር አና። ገለ ክብዞም ዝምድና አንፈጥሮም ሰባት ግን ሰላምካን ሓጎስካን ዚዘርዉ ዓይነት ሰባት አዮም። እዛ ቪዲዮ ኣብ ሂወትካ ዘለዉ ዓይነት ሰባት ኸተለልዮምን ከነወግዶምን ትሕግዘካ።
#akliluhabtemichael #tigrignamusic #eritreamovie2023
#eritreamovie2023 #eritreamovie2024 #aklilu #tigrignamusic #akliluhabtemichael

00:00 መእተዊ
04:34 1. ናርሲሲስት
06:42 2. ጸረ-ሕብረተሰብ
08:37 3. ሕሉፍ ነቓፊ
13:23 4. ክንበብ ዘይከኣል
15:30 5. ምዝርራብ ዘይፈትዉ

Join this channel to get access to perks:
https://www.youtube.com/channel/UCS5KsF3bg7h_G7MBkKEfwOA/join

Comment