MENU

Fun & Interesting

ትንተና ፊልም Cast Away/ሓቀኛ ዛንታ

DW FilmiBook Habesha 52,073 10 months ago
Video Not Working? Fix It Now

Movie Title: Cast Away Cast Away ፡ ብዛዕባ ኣብ ሓደ Fedex እትባሃል፡ online ዝተኣዘዘ ንብረት እተበጻጽሕ ትካል ዝሰርሕ፡ ቻክ ኖላንድ ዝባሃል ሰራሕተኛ እያ እተዘንቱ ፊልም እያ። ንሱ ብስርሑ ግዱስ፡ ዝኮነ ዝተጥልበ ንብረት ኣብ ግዚኡ ክበጽሕ ኣለዎ ዝብል እምነት ዘለዎን፡ ንጡፍ ሰራሕተኛ እዩ ዝነበረ። መብዛሕትኡ ግዜ ከኣ፡ ኣብዝተፈላለዩ ሃገራት ንዝርከቡ ጨንፈራት ናይዛ ትካል እንዳ ከደ፡ ንሰራሕተኛታት ክብሪ ግዜ ብንጋር፡ ከታባብዕ እዩ ዝረአ። ግና ብሰንኪ ዘጋጠሞ ናይ ሓደጋ ነፋሪት፣ ብዉቅያኖስ ተገፊዑ ን4 ዓመት ኣብ ሓንቲ ደስየት እዩ ዝቅመጥ፣፣ እዛ ፊልም ከኣ ነቲ ዘጋጠሞ ኮነታት እያ እተዘንቱ፣፣ #dwfilmibookhabesha #tigrinya #habesha #movierecap #filmreview

Comment