ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ መደባት DAVE TUBE እዚ መደብ መሃርትን ኣዘናጋዕትን ቪዶታት ዝብል ኣርእስቲ ተዋሂብዎ ንዳ ኣስሐቐን ኣዘናግዐን ዝምህር መደብ እዩ ብዓቕመይ ዘዳልዎ ኮይኑ ቪዶታት ንዳ ኣምጻእኩ ዓገብ ዝብሃል ዓገብ ንብለሉ ዝበረታዕ ዘበራትዓሉ መደብ እዩ ንተሳትፎኹም ብልቢ የመስግን ንዝተርኣየኩም ጉድለታት ከተካፍሉኒ ንዳ ሓተትኩ ሼር ላይክ ኮመንት ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ እዚ ገዛ ክትኮኑ ድማ ከዘኻኽረኩም ይደሊ የቐንየለይ🙏
መሃርትን ኣዘናጋዕትን ቪዶታት
7️⃣ይ ክፋል👇
https://youtu.be/RVIYxtbxQ5w?si=EHD6NFd8aD7yAqjj
6️⃣👇
https://youtu.be/AL3ClQGRHJ4?si=iI9BNXFNkwC9xFTF
5️⃣👇
https://youtu.be/VOzmq3XdzKY?si=nTEZAw2W7ZVl9fOu
4️⃣👇
https://youtu.be/eWMsVMvylUQ?si=5tJhEU59ZV430dWc
3️⃣👇
https://youtu.be/KzMKRo-TflQ?si=IQi6hqGJBNMzlzDm
2️⃣👇
https://youtu.be/cPA4owM4axU?si=VEbqmkQLVoEz4olb
1️⃣👇
https://youtu.be/6PfeBCqT41E?si=QDX7oOuxHSJhwKF1
እቲ ኣባኻ ክፍጸም ዘይትደልዮ ኣብ ካልኦት ኣይትፈጽሞ
👇https://youtu.be/1mYL3SsYc3M?si=ZslEs2GYu48wKACt
ጽሒፈሉ ንሞት ግጥሚ ካብ መጽሓፍ እፎይታ ብኣድያም ገብረየዉሃንስ👇
https://youtu.be/gzOE2LTikd4?si=Xeqh2C5a-KXlgJ1w