ERi-TV Documentaries: ክንፊ መጻወድያ - ኣብ ሕምብርቲ ጸላኢ ብምእታው ዝተፈጸመ ስርሒት ስትራተጂካዊ ስልቲ ንናደው እዝ ዝደምሰሰ ስርሒት - 10 ሽሕ ተጋደልቲ ን20 ሽሕ ወታሃደራትን ማእለያ ዘይብሉ ብሉጽ አጽዋራትን ዝሓዘ ሓይሊ ጸላኢ ዝደመሰሱሉ ስርሒት