ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብኣባላት ክፍሊ መዝሙር ዝተዳለወ ሓዳሽ መዝሙር """ሕጻናት ናባይ ይምጽዑ""" ትብል መዝሙር ሰምኢና በረኸት ንካፈል