ቅድሚ ሓድሽ ዓመት ምእታዉ 20.000 Subscribers ነብጸሓያ።
ክቡራት ተኻታተልቲ ፍልጠት ሚድያ
እታ ነታ ፌስቡኩም ዝኸፈትኩሙላ ሴም ካርድ እንተጠፊኣትኩም ወይ እንተረሲዕኩማ ብኸመይ ከም እትኸፍትዋ ኣብዛ ሓጻር ቪድዮ ኣለኩም ተኻታተሉ።
ሳብስክራይብ ብምግባር ድማ ቤተሰብ ይኹኑ
ፌስቡክ ዝተኸፍተትላ ሴም ካርድ እንተጠፊኣ ወይ እንተረሲዕኩማ how to recover facebook without Email