ሰበር 🚨ቃል ኢሳያስ ንጀነራላት TDF /ፊርማ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ/መሰጋገሪ መንግስቲ ኦሮሚያ/ቅፅዓት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ/ኣሜሪካ ንሩስያ ሓጊዛ
#tigrayhorizon #tigraynews #tigray #ethiopia #ethiopianews #eritreanews #tdf #sudan #israel #hizbollah #libanon #usa #iran #tplf #abiyahmed #sudan #southsudan #eritrea #ola #trump #brics #russia #usa #somalia #kenya #uganda #egypt #tigrayhorizon #tigraynews #tplf #ethiopia #eritrea #iran #israel #egypt #somalia #bricks #ህወሓት #ህውሃት #tdf #ትግራይ #ኢትዮጵያ #ethiopia #ጅቡቲ #Djibouti #Drone #israel #trump #iran #libanon #egypt
#ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #zena_tigrigna #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #ኣብቲ ነዚ ጉዳይ ዝምልከት ምስ ኣመሪካ ዝግበር ዘሎ ዘተ ምዕባለታት ኣለዎ ዝበለ ዘለንስኪ፡
"ከነማቕሎም ድሉዋት ኢና፡" ብምባል፡ እንተዀነ ኣመሪካ መጀመርታ ቭላድሚር ፑቲን "ነዚ ኲናት ደው ከም ዘብል" ከተረጋግጽ ከምዘለዋ ብንጹር ገሊጹ።
ዘለንስኪ ቅድሚ ሕጂ ሕቶ ጋዜጠኛታት ክምልስ እንከሎ ዝተረጋግአ እዩ ነይሩ። ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብፍላይ ብሓያል ኒሕን ስምዒትን ክዛረብ ይርአ'ኳ እንተ ነበረ፡ እዚ ናይ ትማሊ ሰንበት ኣቀራርባኡ ግን ከም ቀደሙ ኣይነበረን።
መራሒ ዩክረይን ነቲ ከም ዘይሰማምዓሉ ዝገለጾ ብትራምፕ ዝቐረበ እማመ ሰላም እንተ ነጺጉዎ፡ ኣብ መስርሕ እዚ ኲናት ነባሪ ሳዕቤን ክህልዎ ይኽእል እዩ።
ሎሚ ሰኑይ ራብዓይ ዓመቱ ዝረግጽ ዘሎ ኲናት ሩስያ-ዩክረይን፡ ነቲ ኲናት ብኸመይ ከም ዝዓርፍ ኣብ ዝብል ስትራተጅን ራኢን ኣብ መንጎ ዩክረይን፡ መሓዙት ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን ዲፕሎማስያዊ ምትህልላኽ ይቕጽል ኣሎ።
ኣመሪካን ሩስያን ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ስዑዲ ዓረብ መባእታዊ ዝርርብ ኣካይደን። ዩክረይን ዝተሓወሰተን ሃገራት ኤውሮጳ ከም ግብረመልሲ ብህጹጽ ኣብ ዘዳለዋኦ ዋዕላ ፓሪስ ተጸሚደን ከም ዝነበራ ይዝከር።
እዚ ከምዚሉ እንከሎ፡ ቀዳም ምሸት ብዓይነቱን ብዝተፈልየ ኣገባብ 267 ድሮናት ሩስያ ኣብ ዝተወሰነ ከባቢታ ዩክረይን ከም ዘጥቅዓ ኮማንደር ሓይሊ ኣየር ዩክረይን ኣፍሊጡ።tdf #ወልቃይት #ፀገደ #selamawit #ታደሰወረደ #dollar #ፃድቃን #money #መሬትመንቀጥቀጥ #አዲስአበባ #ኣስመራ #israel #iran #zena_tigrigna #tigraynews #AsenaTv @ZENATIGRIGNA @bbctigrigna3161 @Ethiopian_News #eritreanews #ዘመነካሴ #ልደቱአያሌው #Somaliland #ኣስረስማረዳምጠው #ፋኖ #አማራ #ህወሓት #ethiopia
ትግራይ ሆራይዘን ናይ ዜናን ትንታነን ቻናል ኮይና ብቋንቋ ትግርኛ መደባታ እተሕልፍ ብፕሮፌሽነናል ጋዜጠኛ ፀብፃባታ ተቕርብ ሚድያ እያ።
ናይ ትግራይ ፣ኤርትራ ፣ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ቀርኒ ኣፍሪካን ዓለምን ዳህሳስ ትገብር።
ሚድያና ኮይና ናፃ ኣተሓሳስባ ተሰጉም።
ንትግራይ ሆራይዘን ክትሕግዙ እትደልዩን ምትብባዕ ክትገብሩልና እትደልዩን ድማ Join ዝብል ብምጥዋቕ ኣባላት ክትኾኑ ንዕድመኩም።
ምሳና ኮይንኩም ዜናታትና ስለእትከታተሉ ኣዚና ነመስግን!
ሰናይ ምክትታል!
Tigray Horizon
ትግራይ ሆራይዘን ናይ ዜናን ትንታነን ቻናል ኮይና ብቋንቋ ትግርኛ መደባታ እተሕልፍ ብፕሮፌሽነናል ጋዜጠኛ ፀብፃባታ ተቕርብ ሚድያ እያ።
ናይ ትግራይ ፣ኤርትራ ፣ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ቀርኒ ኣፍሪካን ዓለምን ዳህሳስ ትገብር።
ሚድያና ኮይና ናፃ ኣተሓሳስባ ተሰጉም።
ንትግራይ ሆራይዘን ክትሕግዙ እትደልዩን ምትብባዕ ክትገብሩልና እትደልዩን ድማ Join ዝብል ብምጥዋቕ ኣባላት ክትኾኑ ንዕድመኩም።
ምሳና ኮይንኩም ዜናታትና ስለእትከታተሉ ኣዚና ነመስግን!
ሰናይ ምክትታል!