MENU

Fun & Interesting

Tekeste Haile ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ | 2ይ ክፋል | "ኣብቲ ዝነበርኩዎ ኸባቢ ናይ ምርሻን ትእዛዝ ምስ መጸ 6ተ መ/ቲ ክ/ሰራዊት ኣይተቐበልናዮን"

ERISAT 218,954 5 years ago
Video Not Working? Fix It Now

ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል👇🏽 Option 1 https://erisat.org Option 2 http://paypal.me/erisat #ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #Unity

Comment