ፈለግ ተከዘ ሑሞራ Feleg Tekeze Humora
ፈለግ ተከዘ
መተማ ምላሽ!
[ተከዘ ምላሽ ሳይሆን መተማ የውሃንስ ምላሽ ነው!]
ተከዘ ምላሽ ዝብል ምኒሊካዊ ተረኽ ሓፁር ፅልኢ ተሳዒሩ፤ መተማ ምላሽ ክኸውን እዩ።
ፈለግ ተከዘ ንትግራይ ማእኸል እምበር ወሰን ኣይኮነን። እቲ ፈለግ ንትግራይ ፣ኣምሓራ ፣ሱዳንን ኤርትራን ወሰናወሰን ዘተኣሳስር ብምዃኑ ከም መጠን ጉርብትና ገዛኻን መረባኻን ሒዝካ ብፍቅሪ ምንባር ይክኣል እዩ።
ሑመራ ወሰን ኣይኮነን ማእኸል ትግራይ እዩ።
ሑመራ ስሕበት ፓለቲካን ቁጠባን ትግራይ እዩ።
ሑመራ ደረቅ ወደብ መዋፅኦ ትግራይ እዩ።
ወሰን ትግራይ፣ኣሉውሃ፣ለማልሞን መተማ የውሃንስን እዩ።ነዚ ሓቂ ዝተቀበለ
ከምቲ ተከዘ ዓመት ሙሉእ ማይ ዝውሕዝ ፤ ሰላማዊ ርክብን ጉርብትናን ክውሕዝ እዚ ሚድያ ማእኸል ሓበሬታን ስነዳን ኮይኑ ናይ ኣርባዕቲኡ ኩርናዕ ፓለቲካን ቁጠባን ብምድህሳስ ዘላቂ ውሕስናን ቁጠባ ትግራይን ክብርኽ ክሰርሕ እዩ።
Feleg Tekeze
Your photo gallary
your history
your security
your identity
inform and do for sustainable peace,rehabilitation and economy development.
subscribe ብምግባር ቤተ ሰብ ንኹን።
02-4-2017ዓም
feb,17,2025