MENU

Fun & Interesting

ሲኒማና - Cinimana

ሲኒማና - Cinimana

ዝድርት ሰማይ ጥራይ እዩ!

እንዃዕ ብደሓን መፃኹም🚶‍♂

እዚ ቻነል እዚ ፊልምታት ብዝበለፀ መልክዑ ንምርዳእ ፣ ነዋሕትን ንምርኣይ ዘሀክዩ🤦‍♂ ድማ ኣሕፅር ኣቢልካ ንምዝንታው💁‍♂ ተሓሲቡ ተኸፈተ እዩ።

ብሓፈሻ ብዝተኽኣለና ዓቕሚ ብሓፂሩ እቲ ሙሉእ ፊልሚ ከምዝረኣኹሞ እስካብ ዝመስለኩም🤔 ዋላ ሓንቲ ከይገደፍና ፣ ቀሊልን ኣዘናጋዕን ብዝኾነ መልክዑ😊 ንምትንታን ነዓኹም ንምዝንጋዕ ክንፍትን 🤗 ኢና።🤝

ነዚ ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም ሳብስክራይ✋ ብምግባር ተኻፈልቲ በረከት ኹኑ።🎂

ዘለኩም ሓሳብን ርኢቶን 🤲ድማ ኩሉ ግዘ ኣብ ኮመንት ሕደጉልና።🫶

የቐንየልና🤝❤

ናይ ፅባሕ ሰብ ይበለና!🫶❤