MENU

Fun & Interesting

Godolyas Tube ( ሥልጣን

Godolyas Tube ( ሥልጣን

እዚ መደብ'ዚ፡ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ሃይማኖታዊ ዶግማን፡ ስርዓትን፡ትውፊትን፡ዝሓዘለ መንፈሳዊ ትምህርታትን፡ሥነ-ጽሑፋትን ዝመሓላለፈሉ መድረኽ ኢዩ።ኩላትና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝኾንና ሃይማኖትና ክንፈልጥ ግዴታና ስለዝኾነ፡ነዚ Godolyas Tube ዝብል Channel Subscribe ብምግባር ሓላፍነትና ክንዋጻእ ብትሕትና ንላቦ።ከምኡ ውን ካብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ወጻኢ ዘለኹም፡እሞ ኸኣ ክትፈልጡ እትደልዩ እዚ መደብ'ዚ ወላ ንዓኻትኩም ኢዩ ተዳልዩ ዘሎ እሞ ብድሓን ምጹ።