MENU

Fun & Interesting

ጉዕዞ ናብ ገዳም ማርያም ጉንዳ ጉንዶ - ኣብ ሓደጋ ዘሎ መንነትና ቅርስናን

Wushatena Media - ውሻጠና 55,821 lượt xem 5 years ago
Video Not Working? Fix It Now

✍️ ምስ ማሕበር ኤልሮኤ ኣውሮፓ ብምትሕብባር ኣብ ሓደጋ ዘሎ መንነትና ቅርስናን ወለድና ዝኾነ ገዳም ማርያም ጉንዳ ጉንዶ ዝገበርናዮ ጉዕዞ ብጣዕሚ ስምዒትካ ዝትንክፍ ኮይኑ ረኺብናዮ። እቲ ገዳም ኣብ ዓብዪ ሓደጋ ወዲቑ ኣሎ።
✍️ ማሕበር ኤልሮኤ ኣውሮፓ ንመነኮሳት ወለድና 38,045 ቅርሺ ዝወደአ ቀለብ 6 ወርሒ ሸሚቶም ኣረኪቦም
✍️ ፍረሂወት ገ/ሚካል ሓፍትና ካብ ጀርመን ድማ ዝለኣኸቶ 13 ሺሕ ብር ነዚ ገዳም ብሽማ ኣረኪብናላ ኣለና።

Comment