MENU

Fun & Interesting

ካብ ምሕናቕ ኣትሪፍኩምኒ...ክሲ?

Unique Show 60,827 lượt xem 2 weeks ago
Video Not Working? Fix It Now

ኣብ ዝሓለፈ ቕሺ ኣታሊሎማ ኢልና ሰሪሕናልኩም ዝነበርና ሓፍትና እቶም ቐሺ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ኮይኖም ኣለው እቲ ኩነታት ከመይ ከምዝነበረን ብዛዕባኣ ተጨኒቕኩም ዝነበርኩም ተኸታተልትና ድማ  ንሳ ሐዚ ዘላቶ ብርኪ እንታይ ይመስል ዝብል ፅቡቕ ምድላው ሒዝናልኩም መፂናለና ሰናይ ምክትታል ይኹነልኩም እዚ ምድላው ናብ ኹሉ ንክባፃሕ ድማ Like,Share ግበሩ ን ቻናልና ሓደሽቲ ዝኾንኩም ኣሕዋትና ድማ Subscribe ብምግባር ቤተሰብ ኹኑ።#ሰላም ንኹሉ ወድሰብ!

Comment