ርእሰ ምትእምማን ከተማዕብል ብዛዕባ ኽእለትካን ዓቕምኻን ዝሕግዙ ኣዚዮም ኣገደስቲ ነጥቢታት።
#akliluhabtemichael #tigrignamusic #eritreamovie2023
#eritreamovie2023 #eritreamovie2024 #aklilu #tigrignamusic #akliluhabtemichael
00:00 መእተዊ
03:20 1.ፍሉይነትካን ሓልኻን ኣለሊ
05:03 2. ክትበጽሖ እትኽእል ሸቶታት ሓንጽጽ
06:32 3. ሓድሽ ሞያ ተመሃር
07:12 4.ነብስኻ ተኸናኸን፣ ስፖርት ስራሕ፣ ኣመጋግባኻ ተቖጻጻር፣ እኹል ዕረፍቲ ውሰድ
08:22 5.ነቲ ዘፍረሓካ ነገራት ግጠሞ
10:00 6.ምስ ከዕብዩኻ ዝኽእሉ ሰባት ተዓራረኽ
11:03 7.ኣቃውማኻ ኣማሓይሽ
11:50 8. ኣዘራርባ ተላመድ
13:17 9. ካብ እሙናት ሰባት ዝወሃበካ ርእይቶ ተጠቐመሉ
Join this channel to get access to perks:
https://www.youtube.com/channel/UCS5KsF3bg7h_G7MBkKEfwOA/join