Harege Weyni tube ሐረገ ወይን ትዩብ
ሰላም አምላክ ምሳኩም ይኩን! እንኳዕ ደሓን መጻኩም!
እዚ ገጽ ናይ Harege weyni tube እዩ። ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ደጉማን ቆነናን ትውፊትን ዘሓለወ /ስብከት/ ግጥሚ/ ስነ-ጽሑፍ/ መሃሪ መንፈሳዊ ድራማ/ ንሕቶታትኩም መልሲ እንህበሉ። ወቅታዊ ናይ ቤተክርስትያን መልእክቲ እነማሕላልፈሉ ገጽ እዩ።
ሕቶኩም ሃናጺ ርእቶኩም ጽሓፉልና።
Subscribe, shere ብምግባር ቤተስብ ኩኑ!