AB FILM REVIEW (ኤቢ ፊልም ሪቪው)
ሰላም ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ናብ ቻነልና እንቋዕ ብሰላም መጻኹም።
ናይ እዚ ቻነል ቀንዲ መኽፈቲኡ ዕላማ ሙሩጻት ናይ #Hollywood #Bollywood ከምኡ ውን ናይ #Asia ፍረያት ዝኾኑ ፊልምታት እንዳተንተና ናባኹም እነቕርበሉ ቻነል እዩ።
Subscribe ብምግባር ቤተሰብና ክትኮኑ ብኽብሪ ንዕድም: ከምኡ ውን ምትብባዕኩም ንኸይፍለየና ንምሕጸን። የቐንየልና!