MENU

Fun & Interesting

Selam TV

Selam TV

ሰላም ኩቡራት ተኻታተልቲ Selam Tv

ኣበብ ዘለኽሞ ሰላምን ጥዕናን እንዳተመነኹ።
ምክትታልኩምን ምብርትታዕኩምን ኣይፈለየኒ።
ካባኹም ዝረኽቦን ዝማሃሮን ብዙሕ ስለ ዝኾነ ነቲ ውሑድ ዓቕመይ ኣብዚሕኩም ንትህቦኒ
ተስፋ ኣቀዲመ እናመስገንኩ፡
ሕጂ ውን ከም ቀደም ልቢ ዘዐቢ ምኽርኹምን ርኢቶኹም ክትልጉስለይ ብትሕትና እሓትት የቐንየለይ።
ንምዕባለን ዕብየትን ዛ channel ሓሳባትኩም ብነጻነት ኸትሕንጥጡ ይዕድመኩም ኣለኩ።


SUBSCRIBE LIKE SHARE ድማ ኣይንረሰዕ የቐንየለይ።