MENU

Fun & Interesting

"ምዕራብን ፀለምትን ንጎንደር ተመዲቡ እዩ!"ፃንሒት ምስ ተጋዳላይ ኣብርሃ(ብርዥዋ)

Nile Media ናይል ሚድያ 37,348 lượt xem 2 days ago
Video Not Working? Fix It Now

#ተጋዳላይ ኮ/ል አብርሃ #(ብርዥዋ )ገና አብ ጊዜ ቆልዕነቱ እዩ ናብቲ #17ዓመት ብረታዊ ቃልሲ ተፀንቢሩ #ቃልሲ ህይወቱ ዝገበረ ።
ክሳብ ሕዚ አብ ቃልሲ እየ ዝርከብ ዝበለና ተጋዳላይ አብርሃ አብ ሽረ ህዝቢ ሽረ ምስ #ፕሬዝደንት #ጌታቸው ክዘራረብ አብ ዝተረከበሉ መድረክ እቲ አኬባ #ክርበሽ ካብ ዝገበሩ ሓደ እዩ ተባሂሉ ይውቀስ ነይሩ
ነዚ ድማ አብ ሚዲያና ቀሪቡ እቲ ዘጋጠመ ታይ እዩ ዝብል መልሲ ሂቡና አሎ
ብዛዕባ ህልው ኩነታት #ትግራይ እውን ምስ ተጋዳላይ አብርሃ አዋጊዕና አለና

Comment