MENU

Fun & Interesting

"ተጋዳለይ ፊልሞን ንምንታይ ተረሺኑ?"

Plot Media-ፕሎት ሚድያ 6,554 lượt xem 2 weeks ago
Video Not Working? Fix It Now

"ተጋዳላይ ፊሊሞን ዘነበ ንምንታይ ተቐቲሉ?" ዛዕባ መደብና እዩ። ኣብ ዞባ ምዕራብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ጣብያ ኣደባይ ተወሊዱ ዝዓበየን ብፅቡቕ ስራሕቲ ምስ መላእ ቤተሰቡ ምዉቕ ናብራ ይመርሕ ዝነበረን ተጋዳላይ ፊሊሞን ግዳይ እቲ ወራር ኮይኖም ምስ ቤተሰቡ ተመዛቢሉ ናብ ዓብዪ ዓዲ ኣዕቒቡ። ከተማታት ትግራይ ብፀላኢ ምስተትሓዛ ድማ ከም ሰቡ ተጋዲሉ። ሰራዊት ትግራይ መቐለ ምስኣተወ ከዓ ንዕረፍቲ ናብ መቐለ ኣብ ዝመፀሉ ግዜ ብግፍዒ ተረሺኑ ተረኺቡ። ንምንታይን ብኸመይን? ሙሉእ ዛንትኡ ከውግዐና ንእሽተይ ሓዉ ተጋዳላይ ክብሮም ዘነበ ካብ መዕቖቢ ተመዛበልቲ መቐለ 70 ካሬ መፂኡ ኣብ ስቱድዮና ተረኺቡ ኣሎ። ክትከታተሉ ንዕድም።

Comment