MENU

Fun & Interesting

"ንግስቲ ጓል ድያ ወዲ...? ውፅኢት ምርመራኣ ዕላዊ ኮይኑ!"

Plot Media-ፕሎት ሚድያ 146,073 lượt xem 1 month ago
Video Not Working? Fix It Now

ክልተ ፆታ ኣለዋ ተባሂሉ ብዙሕ መከራን ምንግልታዕን ዝበፅሓ ሓፍትና ንግስቲ ዝተፈላለዩ ዓይነት ምርመራታት እናካየደት እያ ፀኒሓ። ንብዙሓት ልቢ ዘንጠልጠለ፣ ንዓኣ 'ውን ድቃስ ዝኸለአ ውፅኢት ምርመራኣ ካብ ዱባይ መፂኡ ኣሎ። ንግስቲ ወዲ ድያ ጓል? ወይስ ክልቲኡ ፆታ? ኣብ ናይ ሎማዓንቲ መደብና ክምለሰልኩም እዩ ተኸታተሉ።

Comment